Shipping Estimate
USA
- USA
- CAN
- USA
- CAN
Ships within 48 hours · Estimated delivery Jul 10 - Jul 15
For Your Every Summer RSVP, with Code: SUMMER15
Description
ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል - ብኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ / Tigrinya Book2002
እዚ መጽሓፍ’ዚ ኣብ ግንቦት 2002 ብቤት ማሕተም “ሕድሪ” ኣብ ኣስመራ ተዘርጊሑ። ኣብ መንጐ ተጋደልቲ ኤርትራን ገዛእቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዋና ከተማታት ምዕራብ፡ ምብራቕ፡ ሰሜንን ደቡብን ዝተኻየደ ተኸታታሊ ዘተታት ከኣ የብርህ።
ኣብ’ቲ ዝተኻየደ ርክባት ናይ ሶቬት፡ ኣሜሪካ፡ ምብራቕ ጀርመንን ደቡብ የመንን መንጎኛታት ተሳቲፎም። ኩሉ’ቲ ዝተኻየደ ዘተታት ንናጽነታውን ሓርነታውን ሕጋዊ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ንምቁጻይ ዝዓለመ’ዩ ነይሩ። እንተኾነ ግን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ፖለቲካውን ታሪኻውን ተመኩሮ ቃልሲ ዝዓጠቐ መሪሕነት ዕጥቃዊ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ኣብ መጻወድያ ምብራቕ ጀርመን፡ ሶቬት፡ ደቡብ የመንን ኣሜሪካን ስለዘይወደቀ ኣብ ፖለቲካዊ ዋጋ ዕዳጋ ኣይኣተወን። ካብ’ዚሓቂ’ዚ ነቂሉ’ዩ ከኣ ኣርእስቲ ናይ’ዚ መጽሓፍ “ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል” ዝብል ስም ተዋሂቡዎ።
ደራሲ ኣብ መእተዊ ናይ’ቲ መጽሓፍ፡ “እዚ መጽሓፍ’ዚ ንኹሎም ዜጋታት ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያትን ብጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝግደሱ ወገናትን ዝተዳለወ እዩ።
Shipping Notes
- Free Standard Shipping on $100+ Orders to the USA.
- Except Preorder products are shipped in 48 hours.
- Delivery to the USA:
- Standard Shipping : 3-10 business days
- If time is of the essence, please consider selecting expedited delivery for faster service.
Exchange/Return Notes
- We offer a 30-day return/exchange service after receiving.
- Final sale items are not eligible for returns or exchanges.
- To process your return/exchange, please contact us at [email protected]
- Please click here for more details>>> Return & Exchange Policy